Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ወና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ወና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንእና ንዋቡፎ እቲ ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪካን ብዛዕባ ዝገብሮ ምንቅስቓስ መብርሂ ሂበን።

ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪካን ንዝሳለጡ ፕሮጀክታት ዝምልከቱ መብርሂታት ምሃበን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.