Fana: At a Speed of Life!

ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብሰብ ሃፍቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተወነነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ዝርከቡ 19 ሼዳት ፍሪያት ብሰብ ሃፍቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተወነኑ ተገሊፁ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢትዮጵያ ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር) ኣብቲ ፓርክ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣይተ ኣክሊሉ፥ ብቶም 19 ሼዳት ፍሪያት ሙሉእ ብሙሉእ ብሰብ ሃፍቲን ኩባኒያታትን ወፃኢን ውሽጢ ዓዲን ከመዝተትሓዙ ገሊፆም።

ንልዕሊ 7 ሺሕ ሰብ ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠሩ እውን ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.