Fana: At a Speed of Life!

ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ መንበሪ ኣባይቲ ከህንፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ፕሮጀክት ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ሰራሕተኛታትፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ኣካይዱ፡፡

ፀገም ቀረብ መንበሪ ኣባይቲ እቲ ከተማ ክፈትሕ ኢዩ ዝተብሃለ እዚ ፕሮጀክት፥ ኣብ ኣርባዕተ ዙር ህንፀት ሰራሕተኛታት እቲ ፓርክ ጥራሕ ዘይኮነስ ብሓፈሻ ኣብታ ከተማ ዘለዉ ነበርቲ እውን ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ምስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብምውዳድ እቲ ፓርክ ካብ ዘለዎ ቦታ ጀሚሩ ካብ 3 ክሳብ 5 ኪሎ ሜትሮ ዘለዉዎ ሕጋዊ ትሕዝቶታት ዘለዎም ውልቀ ሰባት ክሳብ 350 ሺሕ ልቓሕ ንኽረኽቡ ብምምዕርራይ ገዛውቲ ሃኒፆም ንተኻረይቲ ንኸቕርቡ ዘኽእል ኣሰራርሓ እውን ኣካል እቲ ትልሚ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.