Fana: At a Speed of Life!

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደዱ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምፍላጥ ዝዝቲ መድረኸት ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስትራቴጂ ፕሮሞሽን ዝዝቲ መድረኽ ብምትሕብባር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ትካል ልምኣት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተሰናዲኡ፡፡

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተዋደዱ መቀነባበሪ ሕርሻ ንምፍላጥ ዝተሰናደአ መድረኸት እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፋላለዩ ቤት ዕዮታት መንግስቲ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ፣ ሓለፍቲ ስራሕን እቲ ጉዳይ ዝምልከቶም ኣካትን ተሳተፍቲ ኮይኖም።

ኣብ ሰነድ ስትራቴጂ ፕሮሞሽን ዘድሃቡ ዝተፈላለዩ ገለፃታት እናተገበረ እንትኾኑ፥ ሰፊሕ ልዝብ ከምዝግበር ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.