Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝወዳደሩ ሕፁያቱ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 6ይ ካገራዊ መረፃ ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ዝወዳደሩ ሕፁያቱ ኣፋሊጡ።

እቲ ፓርቲ 23 ሕፁያቱ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምቕራቡ ኣፍሊጡ፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ድማ 138 ሕፁያቱ ንቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ምቕራቡ ገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.