Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ናብ ሃገራዊ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ናብ ሃገራዊ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ከምዝተፀምበረ ሓላፊ ቢሮ ሃፍቲ ልምዓት ፋይናንስን ሓይሊ ሰብን ኣይተ ዘነበ ኩማ ገሊፆም።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ብወገን መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዝርከብ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶ በምቅዋም፥ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ እቲ ሓቂ ክፈልጥ ምግባር ሓላፍነት ኩሉ ኢትዮጵያዊ ክኽውን ከምዝግባእ እቶም ሓላፊ ኣገንዚቦም፡፡

ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ሰላም ንምኽባር ናይ ህይወት መስዋእቲ እናኸፈለ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልገሳ ደምን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦምን ሓገዝ ምግባሮም ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.