Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሶማሌ መወዳደሪ ምልክት መረፃን ማኒፌስቶን እቲ ፓርቲ ዕላዊ ገይሩ።

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ኣይተ ኣደም ፋራህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ብሓባር ነቲ መወዳደሪ ምልክትን ማኒፌስቶን ዕላዊ ገይሮምዎ።

እቲ ስነስርዓት ምፍላጥ፥ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ሶማሌ ኣብ ዝተረኸቡሉ ፓነል ዘተ ተኻይዱ ኢዩ ዕላዊ ተገይሩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.