ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን።
እተን ሚኒስትር፥ ብዛዕባ ትሕዝቶን ምድላውን ምዕራፍ ክልተ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣባላት ሂበን።
በፍላይ መንግስቲ ተሳትፎ ኢኮኖሚ ዓውዲ ውልቀ ኣብቲ ምምሕያሽ ዘቐመጦ ቀንዲ ሓሳባት ብዝምልከት ኣረዲአን።
ኩባኒያታት ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ጅንዝገብርዎ ተሳትፎ ኢንቨሰትመንት አመስጊነን።
እቶም ኣባላት ልኡኽ ብግደኦም፥ ብዙሓት ሰብ ሃፍቲ ፈረንሳይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ይሳተፉ ከምዘለዉ ተዛሪቦም።
ኣብ ቀፃሊ እውን ዘለዎም ተሳትፎ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለዎም ምርግጋፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።