Fana: At a Speed of Life!

ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ዋና ቤት ዕይኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ዘኽእልስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ከቲሙ።

ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱኳን ኣያኖን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣይተ ኢያሱ ወሰንን ክታሞም ከምዘንበርሉ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣይተ ኢያሱ፥ ፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝገበሮ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ብምዃን ምምራፆም ዝዝከር ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.