Fana: At a Speed of Life!

ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያን ጂ ኣይ ዜድን ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ልምዓት ጀርመን ጂ ኣይ ዜድን ስምምዕነት 10 ሚሊየን ብር ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት ደረጃ ማእኸል ልህቀትን መፃወቲን መለማመዲን ሜዳ ንምምሕያሽ ከምኡ እውን ሓዱሽ ተወሳኺ ሜዳ ንምስራሕ ዘኽእል ክዝኾነ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ጂ ኣይ ዜድ ኣብ ማእኸል ልህቀት ካፍ ዝርከብ መፃወቲ ሜዳ ደረጅኡ ብዝሓለወ መልክዑ ስራሕቲ መሊስካ ህንፀት ዝሰርሕ እንትኸውን፥ ሓደ ተወሳኺ ሓዱሽ ሜዳ ድማ ክሃንፅ ኢዩ።

ካብ መሊስካ ህንፀፅን ሓዱሽ ዝህነፅ ሜዳን ብተወሳኺ፥ ንፅገናን ክንክንን ሰራሕተኛታት ዝወሃብ ስልጠና እውን ኣካል እቲ ስምምዕነት ኢዩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.