Fana: At a Speed of Life!

ፌዴራል ፖሊስ ምድብተኛታት ኣባላት ከቢድ ኣፅዋር ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣  29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴራል ፖሊስ ኣብ ዕዚ ደቡበ ማአእኸል መሰልጠኒ ዘሰልጠኖም ምድብተኛታት ኣባላት ከቢድ ኣፅዋር ኣመሪቑ።

እቶም ኣባላት ብስናይፐር፣ መትረየስ፣ ድሽቃን አር.ፒ.ጂ (ፀረ ታንኪ ላውንቸር) ኣፅዋራት ዝሰልጠኑ ኢዮም፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡነይ ፌዴራል ፖሊስ ምክትል ኮሚሽነር መላኩ ፈንታ፥ ኢትዮጵያ ንወራሪ ፀላኢ ዘይተንበርከኸት ኢያ፤ ናይ ነፃነት ተምሣሌት ንክትከውን እውን ኣቦታትና ምስ ሙሉእ ታሪካ ኣረኪቦሙና ኢዮም ኢሎም።

” መከላከያ ሠራዊት ካብ ኣቦታቱ ብዝወረሶ ጀግንነትን ወነን ኢትዮጵያ ንከይትድፈር ብደቃ ተኸቢራ ንክትቅፅል ገይሩ ኢዩ” ክብሉ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.