Fana: At a Speed of Life!

ፌስቲቫልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ ህዝቢታት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያድ ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ ህዝቢታት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምክያድ ልዝብ ተገይሩ።

ኣብ ዝቕፅል ወርሒ መጋቢት ዝካየድ መርሃ ግብሪ ፌስቲባልን ዓውደ ምርኢትን ባህሊ፥ ጂቡቲ፣ ኤርትራ፣ ሶማሊያ፣ ኡጋንዳ፣ ርዋንዳ፣ ኬንያ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን።

ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ኢንዱስትሪ ባህሊ ኣይተ ተፈሪ ተክሉ፥ ባህሊን ኪነጥበብን ንህንፀት ምስሊ ሃገር ዝህልዎ ግደ ንምድንፋዕ መግለፂ መንነት ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ዝኾኑ ምርኢታት ኪነ ጥበባት፣ ብዙሓት ባህላዊ ፍርያታት ኢደ ጥበብ ምፍላጥ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ኣብ ፌስቲባል ባህሊን ኪነጥበብን ምስታፍ፣ ምስንዳእ መድረኽ ልውውጥ ልምዲ፣ ዲፕሎማሲያዊ ባህሊን ምትእስሳር ቀጠናዊ ንግዲን ንኽምዕብል ጥጡሕ ባይታ ኣብ ምፍጣር ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ ማግበራዊ፣ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ረብሓ ንምዕባይ ተሓሲቡ ዝዳሎ ከምዝኾ ተገሊፁ።

እቲ ትልሚ ንሚኒስትራትን ዝምልከቶም ኣካላትን ብገለፃ ምቕራቡ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.