Fana: At a Speed of Life!

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ ምኽኒያት ብምግባር መበል ሳልሳይ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ዘተ፥ “ግደ ሚዲያታት ንህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ብዙህነት ሓሳብን” ብዝብል ኣርእስቲ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ እዋን ጎንፂ ግደ ሚዲያታት እንታይ ክመስል ከምዘለዎ ልዝብ ይግበረሉ ኣሎ።

ኣብቲ ፕሮግራም፥ ምሁራን ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትካላት ዴሞክራሲን ሰብ ሙያ ሚዲያታትን ይሳተፉ ኣለዉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.