Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ መገጣጠሚ በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ መገጣጠሚ በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ጀሚሩ።

እቲ ፋብሪካ ተክለ ትኩእ “ኣስመጪን ላኪ” ምስ ኩባንያ ፒያጆ ህንዲ ብምትሕብባር ዝኸፈቶ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣካያዲ ስራሕ ኩባንያ ፒያጆ ዲያጎ ግራፊ፥ ትካሎም ኣብ ኢትዮጵያ ፍሪያቱ ምሻጥ ምጅማሩ ከምዘሐጎሶም ገሊፆም።

እተን ተሽከርከርቲ፥ ካብ 230 ሲሲ ክሳብ 435 ሲሲ ከምዝኾና ተዛሪቦም።

ክሳብ 10 ቶን ናይ ምሽካም ዓቕሚ ከምዘለወን እውን ሓቢሮም።

ብሃይማኖት ኢያሱ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.