Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል እዚ ምብራቕ ዝተሰርሑ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታት ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ መርሃግብሪ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጀዋር፣ ጄኔራል ጌታቸው ጉዲናን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ከምዝተረኸቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.