Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ቱርኪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕላዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሪፐብሊክ ቱርኪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ።

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ያሳር ጉለር ጋርም ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተራኺቦም ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ብዛዕባ ጉዳያት ምትሕብባር ምክልኻልን ክልተኣዊ ርክባት ክልቲአን ሃገራትን ትኹረት ገይሮም ከምዝዘተዩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.