Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣቲዮም።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

መበል 47 ክብረ በዓል ምስረታ እዚ ምብራቕ ክሳብ 2 ጳጉመን 2016 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ ኩነታት እናተኸበረ ከምዝፀንሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድአ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.