Fana: At a Speed of Life!

ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፈፀምቲ ስራሕ ክልላት ዝቐረቡ ፀባፃባት ንምግምጋም ዘተ ምጅማሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ነናይ ክልላት ፈፀምቲ ስራሕ ዘቕረቡዎ ፀብፃብ ካብ ምግምጋም ብተወሳኺ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት እውን ክዝቲ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.