‘ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ፀረ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ትግራይ ዘይውክልን ውድብ ኢዩ”-ነበርቲ ከተማ ሑመራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ፀረ ኢትዮጵያን ንህዝቢ ትግራይ ዘይውክልን ውድብ ኢዩ” ክብሉ ነበርቲ ከተማ ሑመራ ኣብ ዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ገሊፆም።
ህወሓት ፀላኢ ኢትዮጵያን ትግራይን ኢዩ እውን ኢሎም።
ህዝቢ ኣምሓራ ንህዝቢ ትግራይ ሓዉ ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም ክብል ኣሚኮ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።