Fana: At a Speed of Life!

ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 170 ረዲኤት ዝፀዓና መኻይን ዓጊቱ- ሚኒስቴር ትራንስፖርት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ልዕሊ 170 ረዲኤት ዝፀዓና መኻይን ዓጊቱ ደወ ከምዘበለ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣፍሊጠን፡፡

እተን ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ከምዝበልኡ፥ ንትግራይ  ዝኸውን ረድኤት ዝፀዓና ልዕሊ 170 መኻይን ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ከምዝዓገተን ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.