Fana: At a Speed of Life!

ፈንድ ስነ ህዝቢ  ውድብ ሕቡራት መንግስታት 559 ሺሕ ዶላር ዘውፅእ ድጋፍ ንሚኒስትር ጥዕና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈንድ ስነ ህዝቢ  ውድብ ሕቡራት መንግስታት 559 ሺሕ ዶላር ዘውፅእ ድጋፍ ናውቲታት ሕክምና ንሚኒስትር ጥዕና ኣረኪቡ።

እቲ ድሃፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዘለዋ 28 ትካላት ጥዕና ከምዝኸውን ተገሊፁ።

ተወካሊ ፈንድ ስነ ህዝቢ  ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤን ኤፍ ፒኤ) ኢትዮጵያ ደኒያ ጋይል፥  ንሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጄ ዱጉማ እቲ ድጋፍ ከምዘረከቡ ካብ ዩ.ኤን.ኤፍ.ፒኤ ናይ ትዊተር ገፅ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.