Fana: At a Speed of Life!

ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ንሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ፈተነኦም ምውሳድ ጀሚሮም።

እቲ ፈተና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 11 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ፡፡

ተፈተንቲ ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ካብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ንሰለስተ መዓልቲ ፈተነኦም ከምዝወሰዱ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.