Fana: At a Speed of Life!

ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ዝተጎድኡ ዜጋታት ዝውዕል ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ።

እታ ሃገር፥ ዘጋጠመ ድርቂ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢያ ሓገዝ 3 ሚሊየን ዩሮ ገይራ ዘላ፡፡

እቲ ሓገዝ ኣብ ክልል ሶማሊያ ዝርከቡ ብሕፅረት ምግቢ ንዝተጎድኡ ኩሎም ወረዳታት ከምዝውዕል ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.