ፈረሰኛታት ኣገው ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግደኦም እናተፃወቱ ይርከቡ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረሰኛታት ኣገው ኣሰር ኣቦታቶም ብምኽታል ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግቡእ ግደ እናተፃወቱ ይርከቡ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
ም/”/ሚ ተመስገን መበል 85 ምስረታ በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ኣብ መልእኽቶም ድማ÷ “ፈረሰኛታት ኣገው ዶብን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው ልዑል ግደ ነይሩዎም፤ ነዚ ድማ ኣብ ወፍሪ ኲናት ዓድዋ ተሳትፎኦም ዕዙዝ ምስክር ኢዩ” ኢሎም።
“ሎሚ መዓል ዝኽበር በዓል፣ ፈረሰኛታትን ኣፍራሳትናን ዘብዒ ሰላምን ልምዓትን ከምዝርከቡ ገሊፆም፡፡
ሎሚ መዓል ዝኽበር በዓል፣ ፈረሰኛታትን ኣፍራሳትናን ዘብዒ ሰላምን ልምዓትን ከምዝኾኑ ንወለዶ ዝምስክሩሉ ከምዝኸውን የኣምን” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡