Fana: At a Speed of Life!

ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣማኸርቲ ሸሪዓ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ሞያዊያን ፋይናንስ ካብ ወለድ ናፃ ምስ ጉባኤ ኡለማታት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብምዃን ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣማኸርቲ ሸሪዓ ኢትዮጵያ ኣሳሊጡ።

ኣብቲ ጉባኤ መትከላት ፋይናንስ ሸሪዓ መሰረት ብምግባር ዝሰርሑ ባንኪታት፣ ኢንሹራንሳትን ትካላት ማይክሮ ፋይናንስን ተሳቲፎም።

እተን ትካላት ስርዓት ፋይናንስ ብምዝርጋሕ ኣገልግሎት ባንኪ ንክህባ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ።

ብቤተልሔም መኳንት

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.