Fana: At a Speed of Life!

ፈላማይ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቬሽንን ኣብ ከተማ ዛlaኣንበሳ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈላማይ ሃገር ለኸ ባዛርን ኤግዚቬሽንን ኣብ ከተማ ዛ/ኣንበሳ ተጀሚሩ።

እቲ ባዛር ቁጠባዊ ዓቕሚ እታ ከተማ ንምዕባይ ዓሊሙ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ መንጎ ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ዘሎ ጅማሮ ሰላምንኢኮኖሚን ክብ ኣብ ምባል ዕዙዝ ግደ ክፃወት ከም ዝኽእል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትርን ወረዳ ጉሎ መኸዳ ኣይተ ዮሃንስ ሽፋረ ሓቢሮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.