Fana: At a Speed of Life!

“ፅዕንቶ ወፃኢ ኢትዮጵያ እንተጠንኪራ ኣፍሪካ እውን ክትጥንክር ኢያ ካብ ዝብል ስግኣት ኢዩ” – ኣባዱላ ገመዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ፅዕንቶ ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላውነታ ሓሊያ ጠንኪራ እንተወፂኣ ኣፍሪካ እውን ክትጥንክር ኢያ ካብ ዝብል ስግኣት ዝፈልፈለ ከምዝኾነ ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ ገሊፆም።

ኣይተ ኣባዱላ ገመዳ ፅዕንቶ ወፃኢ እናበርተዐ ዝርከብ፥ መንግስቲ ብኹሉ ኣንፈት ሉኣላውነት ኢትዮጵያ ዘኽብርን ብሄራዊን ህዝባዊን ረብሓ አሕሊፉ ከምዘይህብን ዝኾነ ይኹን ምጥዋይ ኢድ ከምዘይቕበልን ብምግላፁ ብምግላፁ ኢዩ ኢሎም፡፡

ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላውነታ ሓሊያ ጠንኪራ እንተወፂኣ ኣፍሪካ እውን ክትጥንክር ኢያ ዝብል ስግኣት ስለዘለዎም ፅዕንቶ ንምሕዳር እናተረባረቡ ከምዝኾኑ እውን ኣብሪሆም፡፡

ከም ገለፃ ኣይተ ኣባ ዱላ፥ ዝሓለፉ መንግስታት እውን ኣባይ ናይ ምልማዕ ድሌት የሃልዎም እምበር ዓቕሚ ስለዘይነበረን ዝኾነት ትኹን ሃገር ልቓሕ ከይህብን ከይድግፍን ስለዝተገበረ ብማይና ካልኦት እናተጠቐሙ ኢትዮጵያውያን ዘለና ሃፍቲ ተፈጥሮ እንተይጠቐምና ኣብ ድኽነትን ፀልማት ክትነብር ተገይሩ ኢዩ ምባሎም ትፕኢ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.