Fana: At a Speed of Life!

ፅባቐ ሃገር ኣብ ምሕላው ዝተረኸቡ ልምድታት ክሰፍሑ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፃኢ ብምቑጣብን ፅባቐ ሃገር ኣብ ምሕላውን ዝተረኸቡ ለምድታት ክሰፍሑ ይግባእ ተባሂሉ።

ለውጢ ኣወዳድባ ኣብ ዝተገበረሎም ሚሲዮናት ዘድሃበ ገምጋማዊ ዘተ ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ኩሎም ኤምባሲታት፣ ሚሲዮናትን ኣብያተ ፅሕፈት ቆንስላን ብኣወዳድባ፣ ምውፋር ሓይሊ ሰብን ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ምምሕያሽ ተገይሩ ኢዩ ኢለን።

ኣብቲ ከይዲ ወፃኢ ብምቑጣብን ፅባቐ ሃገር ኣብ ምሕላውን ዝተረኸቡ ልምድታት ክሰፍሑ ይግባእ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.