Fana: At a Speed of Life!

ፃውዒት ክተት ተቐቢልና ንምዝማት ተዳሊና ኣለና – ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምድሓን ዝተመሓላለፈ ፃውዒት ክተት ተቐቢሎም ንምዝማትን ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋልን ከምዝተዳለዉ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ ኣፍሊጦም።

መንግስቲ ኣብ ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ዘመሓላለፎ ፃውዒት ክተት ኣመልኪቶም ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ሰላም ከባቢኦም ምሕላው ሓዊሱ ኢትዮጵያ ንምድሓን ከምዝተለዓሉ ገሊፆም።

ህወሓት ብዘጋውሖ ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ እናሳሓሓተ ይኹን እምበር፥ ኢትዮጵያ ናብ ወፍሪ ህልውና ዘኣተዉ ሓቂ ሒዞም ስለዝኾኑ፤ እቲ ዓወት ናይ ኢትዮጵያ ኢዩ ኢሎም።

እቶም ነበርቲ ፃውዒት ክተት ተቐቢሎም ብምዝማት ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋል ከምዝተዳለዉን ካብዚ ሓሊፉ ድማ ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ሰላም ከባቢኦም ብንቕሓት ከምዝሕልዉ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.