Fana: At a Speed of Life!

ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ኣብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ዝነበሩ ተምሃሮ ጊዚያዊ መደባ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘለዎም ዩንቨርስቲታት መቐለ፣ አክሱም፣ ዓዲግራት፣ ራያን ወልዲያን  ዝነበሩ ተምሃሮ ቀዳማይ ዲግሪ ጊዚያዊ ምደባ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ፌስ ቡክ ገፁ ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ እቶም ተምሃሮ ዝተመደብሉ ትካላት ትምህርቲ ብ https://www.placement.ethernet.edu.et/ ምርኣይ ከምዝኽአሉ ገሊፁ።

እቶም ተምሃሮ ዝተመደብሉ ዩንቨርስቲ ፃውዒት እንትገብረሎም ጥራሕ በኣካል ብምኻድ ሪፖርት ነክገብሩ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.