Fana: At a Speed of Life!

ፀሓይ ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ንሰብ ሞያ ኣቪዬሽን ስንቂ ሞራል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀሓይ ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ንሰብ ሞያ ኣቪዬሽን ስንቂ ሞራል ከምዝኾነ ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፆም።

እቶም ኣባላትን ኣመራርሓን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፥ ኢትዮጵያ ናይ ምዝማንን ምርምር ምህዞ ቴክኖሎጂን ዘተባብዕ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ፀሓይ ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ንሰብ ሞያ ኣቪዬሽን ስንቂ ሞራል ከምዝኾነ አውን ገሊፆም።

ዘበን ብዘፍረዮም ቴክኖሎጂታት ብምምራሕ ብዝሓሸ ቁመናን ሞራልን ነክሰርሑ ዘለዓዕል ኢዩ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

“ፀሓይ “ወይ “ሓንቲ ኢትዮጵያ ” በዝብል ስያመ ዝተውሃባ እታ ኣውሮፕላን ብኢትዮጵያዊያን ዝተሰርሐትን ፀላኢ ኣዲስ ኣበባ እንትቆፃፀር ናብ ሮም ከምዝተወሰደት ይዝከር።

ብዝተገበረ ዲፕሎሚያሲያዊ ፃዕሪ ድሕሪ 88 ዓመት ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብኽብሪ ተቐሚጣ ኣላ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.