Fana: At a Speed of Life!

ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ካብ ፅባሕ ጀምሮ ስሩዕ ጉባኤኡ ከምዘካይድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ጨፌ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ገሊፀን።

እተን ኣፈ ጉባኤ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኣብቲ ክልል ብዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ንህዝቢ ልዕሊ መረረት እናዳረጎ ዝርከብ ምኅባር ናብራን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝረአዩ ጉድለታትን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዉ ዝበረታትዑ ምምሕያሻት ዝምልከት፣ ኣብ ልዕልነት ሕጊ፣ ኣብ ድሕንነትን ሰላምን ህዝቢ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ጉዳያት ኣንፈት ከቐምጥ ኢዩ ኢለን፡፡

ንኽልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃትን ደምቢታትን ውሳነ ከምዘሕልፍን ዝተፈላለዩ ሽመታት ከምዘፅድቕን ትፅቢት ኣሎ፡፡

ብኣፈወርቅ ኣለሙ፣ ዳግማዊ ዴክሲሳን ገመቺስ ታሪኩን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.