Fana: At a Speed of Life!

ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን መምርሒታትን ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን መምርሒታትን ይዛተ ኣሎ ።

ኣባላት እቲ ጨፌ ምምሕዳት ትካላት ልምዓት መነግስቲ እቲ ክልል ንምድንጋግ ዝወፅአ ኣዋጅ፣ ባህላዊ ምትሕግጋዝ “ቡሳ ጎኖፋ” ነምጥንኻር ዝወፅአ ኣዋጅ፣ ኣዋጅ ጋሻ እቲ ሰርዓትን መተሓዳደሪ ደንቢ ኣባላት ጨፌን ብዝምልከት ብምዝታይ ውሳነ ከተሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ጨፌ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.