Fana: At a Speed of Life!

ጨፌ ኦሮሚያ ናይ ኣይተ ታዬ ደንዳኣ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ መበል 6ይ ዘበን ስራሕ 3ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ጉባኤ ናይ ኣይተ ታዬ ደንዳኣ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ዝነበሩ ታዬ ደንደኣ 2 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ምስ ተግባር ግብረ ራዕዲ ተተሓሒዙ ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ይፍለጥ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.