Fana: At a Speed of Life!

ጨፌ ኦሮሚያ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝቐረቡ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ኮይኖም ንኸገልግሉ ዘቕረቡዎም ተሸወምቲ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፅቑ፡፡

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ኣወል ኣብዲ – ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ
  2. ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ – ኣብ ጨፌ ኦሮሚያ ተፀዋዒ መንግስት
  3. ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ – ብመዓርግ ም/ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ሃፍቲ እቲ ክልል
  4. ወ/ሮ መስከረም ደበበ – ብመዓርግ ም/ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ በዓል መዚ እቶት
  5. ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ – ብመዓርግ ም/ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ልምዓት ከተማ
  6. ኣይተ ኣብዱርሃማን ዓብደላ – ብመዓርግ ም/ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ገፀር
  7. ኣይተ ኣብዱልሃኪም ሙሉ – ብመዓርግ ም/ርእሰ ምምሕዳር መተሓባባሪ ክላስተር ማህበራዊ
  8. ኣይተ ኣበራ ወርቁ – ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን
  9. ወ/ሮ ኣዱኜ ኣህመድ – ሓላፊ ቢሮ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል
  10. ኣይተ ሻፊ ሑሴን – ሓላፊ ቢሮ ስላምን ፀፅታን
  11. ኢንጂነር ሚሊዮን በቀለ – ሓላፊ ቢሮ ማይን ኢነርጂን እቲ ክልል
  12. ኣይተ ቶለሳ ገደፋ — ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ እቲ ክልል
  13. ኣይተ ኣበራ ቡኖ – ሓላፊ ቢሮ ሚሊሻ እቲ ክልል
  14. ወ/ሪት ሳሚያ ዓብደላ – ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን እቲ ክልል
  15. ኣይተ ጉዮ ገልገሎ – ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኣባይቲን እቲ ክልል
  16. ኣህመድ ኢዲሪስ – ሓላፊ ቢሮ ፈጠራ ዕድል ስራሕ እቲ ክልል
  17. ወ/ሮ ሃዋ ኣህመድ – ሓላፊ ቢሮ ንግዲ እቲ ክልል
  18. ዶ/ር መንግስቱ በቀለ – ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል
  19. ወ/ሮ ሳዓዳ ሁስማን – ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን
  20. ኣይተ ጉታ ላቾሬ – ሓላፊ ቢሮ መሬት እቲ ክልል
  21. ወ/ሮ መሰረት ኣሰፋ – ሓላፊ ቢሮ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ እቲ ክልል
  22. ዶ/ር ተሸመ ኣዱኛ — ሓላፊ ቢሮ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን እቲ ክልል
  23. ኢንጂነር ሄለን ታምሩ — ሓላፊ ቢሮ መገዲን ሎጂስቲክስን እቲ ክልል
  24. ዶ/ር ቶላ በሪሶ– ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል የክልሉ
  25. ዶ/ር ኢንጂኒር መሳይ ዳንኤል — ሓላፊ ቢሮ መስኖን ሰበኽ ሳግምን እቲ ክልል
  26. ወ/ሮ ጀሚላ ሲምቢሮ– ሓላፊ ቢሮ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን እቲ ክልል
  27. ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ– ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል
  28. ኣይተ ኣራርሶ ቢቂላ — ሓላፊ ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳያት እቲ ክልል የክልሉ
  29. ኣይተ ጌቱ ወዬሳ—– ሓላፊ ቢሮ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኮይኖም ንኽቕፅሉ
  30. ኣይተ ሁሴን ፈይሶ— ሓላፊ ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ሃፍቲ ሰብን እቲ ክልል
  31. ወ/ሮ ኮኮቤ ዲዳ – ሓላፊ ቢሮ ትካላት ልምዓት እቲ ክልል
  32. ኣይተ ዓብዱላዚዝ ዳውድ — ኮሚሽነር ኮሚሽን ትልሚ እቲ ክልል ኮይኖም ንኸገልግሉ ተሸይሞም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.