Fana: At a Speed of Life!

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ፀፅታ፣ ናህሪ ናብራ፣ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዝረኣዮ ፀገማት ትኹረት ብምግባር ብምዝታይ ኣንፈት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብተወሳኺ ኣብ ክሊ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዉ ዘተባብዑን ምምሕያሽ ዝግበኦምን ዛዕባታት ትኹረት ክገብር ኢዩ ተባሂሉ።

ልዕልነት ሕጊ፣ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ከምኡውን ካልኦት ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ብምዝታይ ቀፃሊ ኣንፈት ከምዘቐምጥ ተገሊፁ።

ብኣፈወርቅ ኣለሙን ዳግማዊ ደሲሳን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.