Fana: At a Speed of Life!

ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሩ።

ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ “ጦር ጀነራላት ኤርትራ እንኳዕ ናብ ካልአይቲ ገዛኹም መፃእኹም ክብለኩም ይፈቱ” ኢለን።

እቲ ልኡኩ ምምሕዳር ከተማ ንተገልገልቲ ዝተቐላጠፈ ኣገልግሎት ንመሃብ ዝሰርሖም ስራሕቲ ከምዝተዓዘበ እውን ገሊፀን፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.