Fana: At a Speed of Life!

ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጣልያንን ክሮሺያን ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ንምፅንባር ሰዓት 4 ምሸት  ዘካይድኡ ንሕንሕ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።

ጣልያን ክሳብ ሐዚ ኣብ ክልቲኡ ዙር ብመሰረት ዝገበረቶ ፀወታታት ምድብ ክልተ፥  3 ነጥቢ ብምውህላል ኣብ ካልኣይ ደረጃ ኣላ።

ክሮሺያ ድማ 1 ነጥቢ ብምሓዝ ኣብቲ ምድብ መወዳእታ ተሰሪዓ ኣላ።

ብተመሳሳሊ ሰዓት 4 ቀዲማ ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምፅንባራ ዘረጋገፀት ስፔን ኣብቲ ምድም ቀዳመይቲ ኮይና ንምዝዛም ዘኽእላ ፀወታ ምስ ኣልባኒያ ክተካይድ ኢያ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.