Fana: At a Speed of Life!

ጎስጓስ ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተጀሚሩ።

እቲ ጎስጓስ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ኣጀሚረሙዎ።

ኣይተ ደስታ÷ኣብ ፅሩይ ከባቢ ምንባር ልዑል ፅባቐን ምዕባለን ዝውስኽ ኢዩ ኢሎም።

ከባቢና ምፅባቕ እንተኽኢልና ብራኸ ኢትዮጵያ ክነረጋግፅ ኢና ክብሉ ገሊፆም።

ኣፈ-ጉባዔ ኣገኘሁ ብግደኦም፥ ከተማ ሃዋሳ ብዝበለፀ ንምፅባቕ ደረጅኡ ዝሓለዉ ኣብያተ ሽቓቕ የድሊዩ፤ እዚ ምግባር እንተተኻኢሉ ብራኸ ከተማታትን ፅቡቕ ከባቢን ምፍጣር ይከኣል ኢሎም።

#ውቅብቲኢትዮጵያ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.