Fana: At a Speed of Life!

ግደ ሚዲያ ኣብ ምሕደራ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሚዲያ ኣብ ምሕደራ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ካቢኔ ሴክሬታሪያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዳሞክራታይዜሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንስኤ፣ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ግዚያዊ ምምሕራድን ሰብ ሞያ ሚዲያን ተረኺቦም።

ኣብቲ ብግዝያዊ ምምሕዳር ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ፥ ዝተፈላለዩ ሙሁራት ብዛዕባ ግደ ሚዲያን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበሩ መፅናዕታዊ ፅሑፋት የቕርቡ ኣለዉ።

ቀፂሉ ድማ ብዛዕባ እቶም መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘተ ክግበር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.