Fana: At a Speed of Life!

ግዜኢ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረትኡ የኽብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረትኡ የኽብር ኣሎ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምኅባር ቀዳማይ ሚኒት ኣቢይ ኣሕመድ፣ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ “ዜና ሰኒድካ ናይ ምፅብፃብ ልምዲ ዘለዎም ዘለቕቲን ሃገር ዘሳግሩን ትካላት ምሕጋዝን ምዕባይን ይግባእ” ኢሎም።

ግዜኢ ብዙሓት ሰብ ሞያ ሚዲያ ብምፍራይ ንዕቤት ሚዲያ ኢትዮጵያ ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከተ ዓቢዪ ትካል ከምዝኾ እውን ገሊፆም።

እቲ ትካል ዘለዎ ናይ ብዙሕ ዓመታት ልምዲ ተጠቒሙ ታሪኽ ናይ ምስናድ ስርሑ ንኽዋፃእ እውን ኣተሓሳሲቦም።

ብፈትያ ኣብደላ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.