Fana: At a Speed of Life!

ግዕዝይና ብኣተሓሳስባን ተግባርን ብምቅላስ ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብሓባር ንስራሕ- ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ብኣተሓሳስባን ተግባርን ብምቅላስ ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብሓባር ንስራሕ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፃውዒት ኣቕሪበን።

“ግዕዝይና ሓበራዊ ፀላኢና ኢዩ፤ብሓባር ንቃለሶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ ተሳሊጡ።

ከንቲባ ኣዳነች፥ ግዕዝይና ብምቅላስ ልዕልነት ሕጊ ንምርግጋፅ ብተግባር ዝተለወጠ፣ መርኣያ ዝኸውን፣ ንዝኣተዎ ቃል ዝትግብር ኣመራርሓ የድሊ ኢለን።

ግዕዝይና ብኣተሓሳስባን ተግባርን ብምቅላስ ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብሓባር ንስራሕ ክብል እውን ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.