Fana: At a Speed of Life!

ግዕዝይና ምቕላስ ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ግዕዝይና ምቕላስ ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡

ሎሚዘበን ዝኽበር መዓልቲ ዓለም ለኸ ፀረ-ግዕዝይና÷ “ብስነ ምግባር ዝተሃነፀ ኣመራርሓ ካብ ግዕዝይና ንዝፀረየት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል እዩ፡፡

እተን ፕሬዚዳንት ነቲ መዓልቲ ኣመልኪተን ኣብ ትዊተር ገፀን ኣብ ዝፀሓፈኦ መልእኽቲ ከምዝበልኦ÷ ኣመራርሓታት ትልሚ ፀረ ግዕዝይና ብምሕንፃፅ ኣብ ኣፈፃፅማ ልዑል ግደ ኣለዎም፡፡

ቃልሲ ፀረ-ግዕዝይና ኣሰራርሓ ስነ ምግባር ንምፍጣር እዩ ዝበላ እተን ፕሬዚዳንት÷ ግዕዝይናን ብልሽው ኣሰራርሓን እንተሃልዩ ሰላም፣ ምርግጋዕ፣ ልምዓትን ጥንኩር ባህሊ ስራሕ ከምዘይህልው ገሊፀን፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.