Fana: At a Speed of Life!

ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንሊግ ዓረብ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ተቓዊመንኡ።

ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ሎሚ መዓልቲ ኣኼብአን የሳልጣ ኣለዋ።

እተን ሃገራት፥ ግብፂ ምስ ህዳሰ ግድብ ብምትሕሓዝ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ሓዊሱ ጉዳይ ሊቢያ እውን ኢየን ዝርእያ ዘለዋ።

ኣባል ሃገራት ሊግ ዓረብ ዝኾና ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኳታርን ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ግብፂ ዘቕረበቶ ውሳነ ሓሳብ ከምዘይቕበልኡ ኣብቲ ኣኼባ ኣፍሊጠን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.