ግብሪ ሞሮን ህንፃን ከም ምኽኒያት ብምጥቃም ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ምውፃእ ኣይከኣለን-ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ሞሮን ህንፃን ከም ምኽኒያት ብምጥቃም ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ምውፃእ ኣይከኣለን ክብል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ካቢኔ እቲ ምምሕዳር 30 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ዝኾነ ይኩን ኣካራዪ ክራይ ገዛ ክሳብ 30 ሰነ 2015 ዓ.ም ምውሳኽ ዘይኽእል ምዃኑ ምውሳኑ ይዝከር።
ስለዝኾነ ብመሰረት እቲ ውሳነ ክሳብ እቲ ዝተከለፀ ዕለት ዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብምጥቃም ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ምውፃእ ኣይከኣለን ምባሉ ካብቲ ምምሕዳር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።