Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ኣብ ዋግህምራ ይድምሰስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻ፣ ፋኖን ፃውዒት ክተትን ብዝወስዱዎ ዝተዋደደ ስጉምቲ እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ እናተደምሰሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ድሃና፣ ዓምደወርቅ፣ ፃግብጂ፣ ዝቋላ፣ ሳህላ ሰየምትን ካልኦትን ከባቢታትን ብዝተወሰደሉ ዝተዋደደ ስጉምቲ ልዑል ክሳራ በፂሑዎ ኢዩ፡፡

ሚሊሻታት ወረዳ ድሃና ንኣሚኮ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ጉጅለ እቲ ከባቢ ንምውራር ፈተነ ገይሩ ምዉትን ቁሱልን ኮይኑ ከምዝተረፈን ሎሚ እውን እናተወቕዐ ይርከብ።

ኣባላት ፋኖ ብግደኦም ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ናብ ዝኣተወሉ ኣቲዮም ዘየዳግም ቅፅዓት እናቐዑዎ ከምዝኾኑ ተዛሪቦም።

ኣብ ቀረባ እዋን ንህዝቢ ኣምሓራ ብስራት ዓወት ከምዘብስሩ እውን ገሊፆም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.