Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ህወሓት ካብ ምምካት ሓሊፉ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ሃገርና ክብ መጥቃዕቲ ንምሕላው ቁርፀኛ ኢና – ምልምል ወታደራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ህወሓት ካብ ምምካት ሓሊፉ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ሃገርና ክብ መጥቃዕቲ ንምሕላው ቁርፀኛ ኢና ክብሉ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማእኸል መሰልጠኒ ሰራዊት ቡልቡላ ዝርከቡ ምልምል ወታደራት ተዛሪቦም።

ኣብቲ ማእኸል መሰልጠኒ ዝርከቡ ወታደራት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ንምስላፍ ዘብቅዕ ስልጠና ብብቕዓት እናተዋፅኡ ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሰልጠንቲ ብዝተፈላለዩ ጉጅለ ኦርኬስትራ ጣዕመ ዜማ ቀሪቡ።

ሠልጣቹ ወደ ማሰልጠኛው ከገቡበት ጊዜ ጀምሮ ለመሠረታዊ ውትድርና ሙያ የሚያበቃቸውን የተለያዩ ወታደራዊ ትምህርቶችን ፣ በአንድነት የአገር ፍቅር ስሜትና ሞራል በቀንና በማታ እየወሰዱ መሆናቸውን ተናግረዋል

ሰልጠንቲ ብግደኦም፥ ናብ ስልጠና ማእኸል ካብ ዝኣተዉሉ እዋን ጀሚሩ ንመሰረታዊ ውትድርና ዘብቀዖም ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ትምህርቲ፣ ብሓድነት ስምዒት ፍቕሪ ሃገርን ሞራልን ለይቲን መዓልቲን እናወሰዱ ከምዝኾኑ ተዛረቦም።

ፍልፍል፦ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.