Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውገዘ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ዝኸፈቶ ኲናት ዘውገዘ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ

እቲ ሰልፊ፥ “ብህልውናን ሓድነትን ሃገር ኣይንደራደርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ዝኸፈቶ ኲናት ዘውገዘ እንትኸውን፥ ህልውና ሃገር ንምሕላው ይሳተፉ ዘለዉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ሓይሊታት ፀፅታን ዜጋታትን ንምድጋፍ ዝዓለመ ከምዝኾነ ግብረ ሓይሊ ዲሲ ሰላምን ሓድነትን ንኢትዮጵያ ሓቢሩ።

መንግስቲ ኣሜሪካ፥ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘለዉ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ብምክብባርን ናይ ሓባር ተረባሕነትን ዝጠመተ ንክኸወነ ዘተሓሳስቡ መልእኽቲታት በቶም ተሳተፍቲ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.