Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካበ ተሓታትነት ገበን ናጻ ምግባር እቲ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ኣየኽእልን – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካበ ተሓታትነት ገበን ናጻ ምግባር እቲ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ኣየኽእልን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።

ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ዶክተር ሄንሪክ ቱን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡

ኣብ ክልተኣዊ ርክብን እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.