Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ኣገዲድካ ምድፋርን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣነ ሓላዊ ሓፍተይ እየ፣ ሰላም ይዕሰል፣ ኣብ ለዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ጠጠው ይበል” ብዝብል መሪሕ ቃል ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ኣገዲድካ ምድፋርን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ተኻይዱ።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ “ዓለም ለኸ ሚዲያን ትካላት ሰብዓዊ መሰልን ዝተዛበዐ ፀብፃቦም ጠጠው የብሉ፣ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝበፅሑ ጥቕዓታትን ጅምላ ጭፍጨፋን ፍትሒ የድልዮም እዩ” ዝብሉ መልእኽቲታት ተመሓላሊፎም።

እቲ ሰልፊ ብሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተሰናደአ ኢዩ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.